ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ታሪክ መበል ሳልሳይ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ታሪክ መበል ሳልሳይ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።
ኣብ ቻይና ዝያሜን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ጒያ ዲያመንድ ሊግ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፥ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 50 ሰኮንድን 30…