Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቐብ ከምተንብር ኣፍሊጣ። ኣማኻ ብሄራዊ ድሕንነት ኣሜሪካ ጄክ ሱሊቫን÷ “ኣሜሪካ ኣብ ሰብ ኣልቦ ድሮንን ፕሮግራም ሚሳኤልን ኢራን ዒላማ ዝገበረ ማዕቐብ ክተንብር ኢያ” ኢሎም፡፡ ካብዚ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕደስ ሓይሊ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ ኤጄንሲ ዝሕስ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ኣቡ ዳቢ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ÷ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ዑመር ሁሴን…

ዊንጉ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒ ስለዘማለአ ወረቐት ምስክር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊንጉ ኣፍሪካ ብ50 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሃነፆ ማእኸል ዳታ ዓለም ለኸ መለክዒታት ብምላእ ወረቐት ምስክር ረኺቡ። ዓለም ለኸ ምዘና እናተገበረሉ ብምፅናሕ ደረጃ ”ቲር” 3 ብምምላእ ወረቐት ምስክር ዝረኸበ እቲ ማእኸል÷ ንመንግስቲን…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይ ኣግባብ ካብ ሞንጎ ዝተወሰዶ ገንዘብ እቲ ልዕሊ 762 ሚሊየን ብር ከምዘምለሰ ኣፍሊጡ። ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ 6 መጋቢት 2016 ዓ.ም ብዝተፈጠረ ፀገም ምኽንያት ብር 801 ሚሊየን 417 ሺሕን 747ብር 81 ሳንቲም…

ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂን ቦሩሲያ ዶርትሙንድን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ሰዓት 4:00 ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂን ቦሩሲያ ዶርትሙንድን ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን (ፒኤስጂ) ኣተኣናጊዳ 4 ን 1 ብዝኾነ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆዜ ማሲንጋ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዛዕባ ዝካየዱ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓትን ዝጠመተ ዘተ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ብሓባር ምስራሕ…

ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ አራኤል ተስፋዬ ይታይህ፥ ነቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣደም ኑሪ፥ እቲ ቢሮ ኣብ 9 አዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 108 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፆም። እቲ ኣታዊ…

ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንስራሕቲ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሔራዊ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም። እቲ ኮሚሽን ዝተውሃቦ ልኡኽ ንምዕዋት ዘካይዶ ዘሎ…

እስራኤል ኣብ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ትፅቢት ዘይተገበረሉ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣታ ምብፅሑ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ መርሃ ግብሪ ሚሳኤል ኢራን ሓዱሽ ማዕቐብ ንኽንበር ፃውዒት ኣቕሪባ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ናይ መልሲ ስጉምቲ ክትወስድ ኢያ ብዝብል ብዙሓት…