ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ልውውጥ ዘለወን ምትሕብባር ልውውጥ ሓበሬታ ኢሚግሬሽንን ቁፅፅር ዶብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ዋና ዳይሬክተርኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ሰላማዊት ዳዊት ምስ ሚኒስትር ውሽጢ ዓዲ ጂቡቲ ሰዒድ ኑህ ሃሰን ዘቲየን።…