Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣብ ውሕመ ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ዘይማዕበላ ሃገራት ኣፍሪካ ዘቲየን  

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዳይሬክተር ዲቪዥን ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ዘይማዕበላ ሃገራት ኣፍሪካ ፓውል ኣኪዊሚን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ብቀንዱ ኮንፍረንስ ንግዲን ልምዓትን ሕቡራት…

ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 92 ሚኢታዊ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዘገልግል 11 ሚሊየንን 160 ሺሕን 474 ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 10 ሚሊየንን 270 ሺሕን 266 ኩንታል(92 ሚኢታዊ) ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ። 500 ሺሕን 480 ኩንታል ኤን…

በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ 9 ጊዜ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መድፍዕ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ዳይሬክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፁ። ስለዝኾነ…

ኣብ ሰሜናዊ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 38 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጅቡቲ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ናብ የመን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ 38 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ትማሊ ዕለት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ጅቡቲ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪ ጎዶሪያ…

ኣብ 2ይ ዙር ናብ ሃገር ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 30 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ 2ይ ዙር ናብ ሃገር ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩ።…

ምሕርናኽ ደው ንምባል ዝሕግዙ ሜላታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓው ዝበለ ምሕርናኽ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ “obstructive sleep apnoea (OSA)” ተባሂሉ ዝፅዋዕ ምዝባዕ ድቃስ ዝተሓሓዝ እንትኸውን ኣብዚ ግዜ ምስትንፋስ ጠጠው ከም ዝብልን እዚ ድማ ኣብ እዋን ድቃስ ከም ዘጋጥምን ሰብ ሞያ ይገልፁ። እዚ…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ከምኡወን ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ። ልዑል ነጥቢ…

ምስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብምዃኑ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፈጠር ኣሽከርከርቲ ቀፂሎም ዝተገለፁ…

ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዘሎ ክፋል ኣፍሪካ ኣብ 2024 ዝሐሸ ዕቤት ኢኮኖሚ ክምዝገብ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰሃራ ዘሎ ክፋል ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2024 ካብ ዝሓለፈ ዓመት ዝሐሸ ዕቤት ኢኮኖሚ ክምዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፀኦ ሓዱሽ ፀብፃብ÷ ብመፅናዕቲ ዘረጋገፆ ቅድመ-ግምት…

ኣብ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ። እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝመፅኡ ማሕበራዊ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ለውጥታት ንምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…