ህዝበ ሙስሊም ነቲ ብዓል ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንከኽብር ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ነቲ ብዓል ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንከኽብር ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ጠሚቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ…