ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ንኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10፡00 ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ንሃድያ ሆሳእና ዳዋ ሁጤሳ 45+6 ደቕ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩዋንዳ ካብ ዝነበረ ዘስካሕኽሕ ጨፍጫፍ ዓሌት ንደሓር ዳግም ንኽትህነፅ ኢትዮጵያ ንዘበርከተቶ አስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ገጢሙዋ ካብ ዝነበረ ዘስካሕኽሕ ጨፍጫፍ ዓሌት ንደሓር ዳግም ንኽትህነፅ ኢትዮጵያ ንዘበርከተቶ አስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪባ። ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ መበል 30 ዓመት ጨፍጫፍ ዓሌት ሩዋንዳ ሎሚ መዓልቲ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ሊባኖስ ደብዳብ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላና ብሂዝቦላህ ተወቒቓ ምውዳቓ ስዒቡ ኣብ ምብራቕ ሊባኖስ ደብዳብ ፈፂማ። እስራኤል ናይ ሄዝቦላህ መሰረተ ልምዓታት ኢዮም ዝበለቶም ቦታታት ብኣር ዝደብደበት እንትትከውን÷ ብክልቲኦም ወገናት ልውውጥ ተኹሲ ከምዝቐፀለ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ዝወሰዱ ኣባላት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ወሲዶም ዝዛዘሙ ነበረት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ ከምዝተመረቑ ቢሮ ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ወታደራዊ መሰልጠኒ ብር ሸለቆ ብካልኣይ ዙር ስልጠና ተሃድሶ ኣድማ ብተና ዝወሰዱ ነበር…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓሪስ ብዝተኻደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ መስታወት ፍቅር 02:20፡ 45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ እንትትዕወት፤ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ሙሉጌታ ኡማ 02፡05፡33 ብምእታው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝሕግዛ ድርድር ኣብ ወርሒ ጉንበት ክተካይድ ኢያ Gebremariam Weldegerima Apr 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዝሕግዛ 5ይ ዙር ድርድር ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንበት ከምተካይድ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝገብርኡ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም። ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ዝኸዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ብፕሬዚዳት ፖልካጋሜ…
ቢዝነስ ብም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ኢንዱስትሪ መፍረዪ ኣውቶሞቲቭ ቢሸፍቱ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስተር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዓለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ውርሒ ምሸት ሰኑይ እንተተራእያ ሰሉስ እንተዘይተራእያ ድማ ረቡዕ ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ መበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ህጅራ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ Desta Apr 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ መስቀል ኣደባባይ ዝተሳለጠ ሰልፊ ደገፍ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ዝተሳተፉሉ…