በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ-ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ሓደጋ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ንሓደጋ ዘቃልዑ ኣሰራርሓታት ብምሕባር ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ናይ ጥንቃቐ…