ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ናይ 1 ነጥቢ 72 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓን ንምርግጋፅ ዝውዕሉ ሽዱሽተ ፕሮጀክታት ንምትግባር ከምዝውዕል ተገሊፁ፡፡
እዋናዊ…