ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ውሽጢ ሃገር ብምእታው ኣብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ መራኸቢ ሬዲዮታት ዓውደ ኲናት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዘይሕጋዊ መራኸቢ ሬዲዮታት መበገሲኦም ሞያሌ ከምዝነበረ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ጌዴኦ ኮማንደር ግርማ በየነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ከተማን ልምዓት ኮሪደርን ዑደት ገይሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ ንኣባላት እቲ ባይቶ ገለፃ ገይረን፡፡ ኣብ ገለፃአን…
ቢዝነስ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፥ ዕዳጋ ነዳዲ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣብ ዝተወሰነ ኣማራፅታት ከፍሊት ዝነበረ ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ ቀፃሊ ብኹለን ባንኪታት ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ምስ ዕዳጋ ነዳዲ ዝዛመድ ካብ ዓማዊልን ካልኦት ባንኪታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Apr 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 670 ሺሕን 568 ትሕዝቶታት መሬት ዲጂታል ምግባር ከምዝተኽኣለ ቢሮ ምልማዕን ምምሕዳርን መሬት እታ ከተማ ገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ግዕዙያት ኣሰራርሓታትን ስርቂን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ስራሕቲ ሪፎርም ክስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 112 ብኮሪደር ልምዓት ዝተልዓሉ ዜጋታት ዕፃ በራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣውፂኦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮሪደር ልምዓት ተለዓልቲ ንዝኾኑ 112 ነበርቲ ክ/ከተማ ወራዳ 8 ሎሚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ መንሪ ኣባይቲ ኣካይዱ፡፡ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ቶማስ ደበሌ (ኢ/ር)፥ “ገዛ ንወዲሰብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቀ ጳጳስ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ በዓል ትንሳኤ ኣብ ጋዛ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ፖፕ ፍራንሲስ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሰላም ትኹረት ዝገበረ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ መልእኽቶም…
ስፓርት ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ዕላማን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ነተፖም ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲ መብርሂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፃውዒት ልዕሊ 74 ሺሕ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር መፂኦም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ኣብ ቀዳማይ ዙር ጥራሕ ልዕሊ 74 ሺሕ ኣብ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ከምዝመፅኡ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ብምዃን ዝተሸሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል…