ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምክንኻን ምፅጋንን ሓድጊታት ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝርከብ ዳግመ ህንፀትን ልምዓት ኮሪደርን ሃፍቲ ሃገርን ሓድጊታትን ናይ ምክንኻን ምፅጋንን ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣበባው ኣያሌው (ሓጋዚ ፕሮፌሰር)…