Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ። እቲ ምቁርራፅ ብምኽኒያት ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ዝተፈጠረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ስራሕቲ እንትፍፀም ልዑል ጥንቃቐ…

ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ሓገዝ ድማ ብብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ምምሕያሽን እታወታት ትምህርቲ ናይ ምምላእ ስራሕን እናተወገነ ከምዝኾነ…

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ዲፕሎማሲ ፓርላማ፣ ሰላምን ምርድዳእን ድልድል ምህናፅ” ዝብል መሪሕ…

ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ንጨረታ ዝቐርቡ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚቴ ምምላስ ገሊፁ። ኣባል እቲ ኮሚቴ ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)፥ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ጥራሕ ኣብ 27 ሙዚየማት ቅርስታት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ሓቢሮም። ብመሰረት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምርግጋእን ልምዓትን ኣብ ምርግጋፅ ሓበራዊ ሸቶታት ዘድሀበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…

ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ክልተ መራኽብ ሩሲያ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ክረሚያ ኣብ ዝርከብ ፀሊም ባሕሪ ብዝወሰደቶ መጥቃዕቲ ኣየር ኣዞቭን ያማልን ዝተብሃላ ክልተ መራኽብ ሩሲያ ከምዝወቕዐት ጦር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካብ እተን መራኽብ ብተወሳኺ ሓይሊ ኣየር ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ዝጥቀመሉ ማእኸል…

ገናሕቲ መካይን ካብ 4 ኪሎ ናብ ፒያሳ ዘሎ ህንፀት መገዲ ክሳብ ዝዛዘም ኣማራፂታት መገዲ ንክጥቀሙ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ መካይን ካብ 4 ኪሎ ናብ ፒያሳ ዘሎ ህንፀት መገዲ ክሳብ ዝዛዘም ካብ 16 መጋቢት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣማራፂታት መገዲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ እቲ ክልል ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ…

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ኣብ ምቕራብ ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ህፃት ብምክትታልን ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ብምቕራብን ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ህዝብቢን መንግስቲን ዝተውሃቦ ልኡኽቶ ንምውፃእ ምስ…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትለየት ማሬ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 25 ደቒቓን…