ዝንቕ ፋና 160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ዝኸበደ ውድድር ጕያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓልኣንስተይቲ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሪጣንያዊት ጃስሚን ፓሪስ ነቲ ኣብ ዓለም ዝኸበደ ውድድር ጉያ ዝፈፀመት ፈላሚት ጓል ኣንስተይቲ ኰይና። ጃስሚን ነቲ “በርክሊ ማራቶን” ዝተሰመየ፥ 160 ኪሎ ሜትር ዝሽፍንን ልዕሊ 18 ሽሕ ሜትር ዓቐብን ቁልቁለትን ዘለዎ ውድድር ብትሕቲ 60…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሽይጣት መፅሓፍ ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝኾነ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ዝለምዕ ዲዛይን ዓለም-ለኸ “መካነ-ቅርስ” ጢያ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሆሳኢና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤልን ሃማስን ዘካይድዎ ኲናት ብቕፅበት ደው ንክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ ተዅሲ ብቅፅበት ደው ንክብል ሓዲሽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣንቶንዮ ጉተረስ ኣብ ግብፂ ኣብ ዝርከብ ራፋሕ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ዑደት ብምዃን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፥ “ሕሒ ኩሉ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 27 ግዘ "ብርግፅ ዝርገሐ ሕማም ሳምቡእ ምግታእ ንኽእል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሃገራት ሓንቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሽዱሽተ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣድላዪ በጀት ብምስላዕ ትካልት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ምህናፅ ከምዝኸኣለን ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ብኣተሓባባራይነት ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፣ ዩ ኤን ውሜንን ፋውዴሽን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስን ካብ ኩለን ከባታት እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋ ዘሎ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋ ዝርከብ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ኣጠናኺካ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሮ ዝፀንሐ ናይ ሓገዝ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩልና ብዝኸኣልናዮ መጠን ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮን መርሃ ግብሪ "መጋቢት ምስ ዲቦራ"ን ኣብ ኣደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…