ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኸውን መንግስቲ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝጀመሮ መበል 55…