ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓለ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተዋፈሩ ኣዘዋወርቲ ሓዊሱ 117 ካብ ሃገር ክወፅኡ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ተታሊሎም ብክልል ሶማሌ ኣቢሎም ካብ…