ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተግበሮም ዝርከብ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ኣይተ ተመስገን ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ንተምሃሮን ከይዲ…