Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ደው መበሊ መኪና ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ በዓል መዚ ማኔጅመንት ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ነባር ደው መበሊ መካይን ብምምሕያሽ ናብ ኣገልግሎት ናይ ምእታው ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎን ሰብ ዋና ህንፃታት ንመኪና ደው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሴቶ ሳሙኤል ፆኮኣኔ ማትኬን ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኮንጎ  ዴኒስ ሳሶ ንጉዌሶ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣቀባብላ ገይረናሎም። ብመራኦል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናሲዮ ሉላ ዳ ሲልቫ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስካጥ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ…

ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ብኤፍ ኤስ ኣር ተፃዒኖም ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 190 ቆፎታት ሞባይልን 4 ሺሕን 996 ባትሪታት ሞባይልን ከምዝኾኑ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ብመራኦል ከድር…

ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ምርግጋፀን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ገመዳ ዱጎ ኢዱ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ ወይ እውን ብቕፅል ሽሙ ሎንግ ኢዱ ሂቡ። ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂን ከባቢኡን እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሸኔ ሰራዊት ምክልኻል እናወሰዶ ብዝርከብ ዝተዋደደ ወታደራዊ…

ፕሬዚዳንት ብራዚል  ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ  መስ ቀዳማዊት እመቤት ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ብምዃን ኣብ ሙዚየን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ሙዚየም ሕቑፊ ዕንበባ መንባሮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየን ገሊፀን።…