ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ኣድላይነት ዝጠመተ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ።
ኣብ ኣጎዋ፣ ኢትዮጵያ…