ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ካብ መንጎ ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ እቶም ኣብዝሓ ተማሂሮምን ሰልጢኖምን ከምዝተሰደዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ይኹን እንበር ኣብ ከይዲ ዝፍጠሩ ስሕተታት ንከይህልዉ ብቦርድ መርማሪ ኣዋጅ ይስራሕ…