ስፓርት ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ÷ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም Desta Feb 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናንጎሎ ምቡምባ ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ብምዃን ተሸይሞም። ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሃጌ ጌንጎብ ብዝሓደሮም ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ይዝከር። ብመሰረት እዚ ምቡምባ ትማሊ ፕሬዚዳንት ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ኔቱምቦ ናንዲ-ንዳይትዋህ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቺሊ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ህይወት 112 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ቺሊ ቫልፓራሶ ኣብ ዝተብሃለ ግዝኣት ዝርከብ ደኒ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ስዒቡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገብርኤል ቦሪክ ኣፍሊጦም፡፡…
ቢዝነስ ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ቢሊየን ብር ዕድጊት ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዲጂታል ስርዓት ዕድጊት ነዳዲ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዕድጊት ከምዝተኻየደ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዕድጊት ነዳዲ ብዲጂታል ስርዓት ምክያድ ካብ ዝተጀመረሉ ሚያዝያ 2015 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 155 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣብ ክልላዊን ሃገራዊን እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣአለዎ – ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲን ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ ገሊፆም። ኣብ ክልል ኣምሓራ 15 ከተማታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
Uncategorized መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰበ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ እዚ ዝበላ÷ ህንፀት ማእኸል ምግብና ከተማ ጎንደር እምነ ኹርናዕ ኣብ ዘንበራሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። "ህብረ ብሄራዊ ሕውንት ንዘላቒ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልና ክልልን ኣብ ከተማ ሰቆጣ ብምርካብ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ…