ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Feb 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ድጋፍ 27 ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቐንኡ። ኢኮኖሚ ዩክሬን ብኹሉ ዓውዲ ዝተረጋግዐ ኮ0ይኑ ንክቕፅል ዝዓለመ ደገፍ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ Desta Feb 2, 2024 0 ዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ልምዓትን ጉዳያት ኣፍሪካን እንግሊዝ ኣንድሪው ሚቼል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፍርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቅፅል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ብኣይተ ማሞ ምህረቱ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እናተሳተፈ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሕወሓት ኣብዚ ሰሙን ዘውፀኦ መግለፂ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንኽኽበር ምሕታቱ መንግስቲ ፌዴራል ብዕምቆት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ናብ ሃገር ተላኢኹ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ከምዝተለኣኸ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር)÷ ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራው ንምዕባይ ብዕቱብ እናተሰርሐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ዘምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንዲፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀምሮ ብዩኤንዲፒ ዝተፈላለየ ሓገዝ እናተገበረሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ቆፀራ ህዝብን ኣባይቲን ንምክያድ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሰለስተ ዓማውቲ ዝትግበር ፕሮግራም ልምዓት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እቲ ፕሮግራም፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን (ሲዳ) ጃኮብ ግሬተን ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ዕደና ልዕሊ 142 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ዕደና ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ፥ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝቐረበ ወርቂ፣ ታንታለም፣ ሊቲየም ኦር፣ ገይፀ መይፂን ዕደናታት ኢንዱስትሪን ዝተረኸበ ኢዩ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ምስ ዩኒዶ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ Desta Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መነግስታት(ዩኒዶ) ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት 28 ሚሊየን ዶላር ከቲማ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ተወካሊ ዩኒዶ ኣብ ኢትዮጵያ ቻሌብሮ ኦርሊያ ፓትሪዚያን…