Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ ህንፃ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 4 ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ ተመሪቑ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ። እቲ ህንፃ ጊፍት ሪል እስቴትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘህነፁዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰበኽ ሳግም ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መዕፀዊ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር…

ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ንኽካየድ ተዓሊሙ ዝተኸፈተ  ኤግዚብሽን ዲፕሎማሲ ሰሙን ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር)፥ እቲ ኤግዚብሽን ዝተናወሐሉ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ሬሚ ማርሾ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣደባባይ ደጎል መሊስካ ምልማዕ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንክህሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…

ልውውጥ ንግዲ ቻይና-ኣፍሪካ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ልውውጥ ንግዲ ልዕሊ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ÷ ምትሕብባር ንግዲን ኢኮኖሚን ንርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ቁልፊ መሰረት ኢዩ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023…

ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ከምዝተፀምበረ ጋንትኡ ኣፍሊጣ። ካብ ታሕተዋይ ሊግ ብምዕባይ ንፕሪሚየር ሊግ ግብፂ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ÷ ንኣቤል ያለው ንምፍራም ምንቅስቓስ…

መልካ ቁንጥሬ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ንኽምዝገብ ጉባኤ ዩኔስኮ ይፅበ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦታ ኣርኪዮሎጂ ዝኾነ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ሓድጊ ዓለም ንምምዝጋብ ኣብ መበል 46 ጉባኤ ውሳኔ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስን ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ትፅቢት እናተገበረ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ዓለም…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ወገናት ንምድሓን 50 ሚልየን ብር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምግባረ ሰናይ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ኣቢሉ ብሰንኪ ድርቂ ኣብ ሓደጋ  ንዝርከብ ወገናት ዝውዕል 50 ሚልየን ብር ሓገዝ ሓገዝ ለጊሱ። ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ኣብ ምውፃዕ ልዑል ኣበርክቶ ዝገብር…

ቦርድ መረፃ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነትን ሂቡ። እቲ ቦርድ÷ ኣብ ኣዋጅ መረፃ፤ ምዝገባን ስነ-ምግባር መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1162/2011 ዓ.ም ብመሰረት…

ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ማይ ዘገልግልን ንብረት ዝሰረቑ ሸውዓተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 3 ኣርባ ዘጠኝ ተባሂሉ…