ስደተኛታት ተጠቀምቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝኾኑሉ ስርዓት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ ይግባእ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኮርፖሬሽን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፓርክን ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ሶማሌን ቢሮ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም፡፡
በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ስደተኛታትን ተቓላዕቲ…