ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ፈጣርነታ ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዓለም ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶ ፈጣርነታን ክብ ንክብል ብቕዓት ኣመራርሓ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኩለ መዳይ ስነ ምግባር ኣመራርሓ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ኣብቲ ባይቶ ይወሃብ ኣሎ።…