ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ንክተሰናድእ ተሓሪያ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት(P4G) ንክተሰናድእ ተሓሪያ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ሮቢን ማክጉኪን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ብድሆታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሸገር ኣብ ዘሎ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምርከብ ሃገራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረያይነት ዘፈር ውልቀ ውሽጢ ሃገር ሃገራዊ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኣብ ሸቶ ንምብፃሕን ኢኮኖሚና ንምጥንኻርን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ባይደን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ መጥቃዕቲ ንኽፍፀም ፍቓድ እንትህቡ ኢድና ኣፂፍና ኣይቕመጥን – ቭላድሚር ፑቲን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ተወንጨፍቲ ሚሳኤላት ንሩሲያ ንምውቃዕ ከምትጥቀመሉ ፍቓድ ሂቦም ኣለዉ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ምላሽ ዝሃቡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን÷ ሞስኮ ግቡእ ምላሽ ከምትህብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፍሪያት ስርናይ ምሕፋስ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሎም። ስለዚ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ Desta Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ይወሃብ ኣሎ። እቲ ክታበት፥ ካብ ሎሚ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና…
ስፓርት ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ 15 ኪሎሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሚዛን ኣለም ነቲ ውድድር 46 ደቒቕን 51 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ዛዚማ። ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ዲያኔ ቫንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ትሩፋት ሌማት ብዝሃቀንናዮ ኣንፈት መሰረት ብውፅኢታውነት ይትግበር ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሓለፋ ዘለዎ ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስራኤል ንዋና ኣቐባሊ ቃል ሂዝቦላህ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ሓላፊ ሚዲያ ሂዝቦላህ ንዝኾነ ሞሃመድ ኣፊፍ ሰይድ ከምዝቐተሎ ኣፍሊጡ፡፡ ጦር እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸካይ ቤሩት ደጋፊ ሂዝቦላህ ዝኾነ ህንፃ ፖለቲካ ፓርቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመ ሬውተርስ ፀብፂቡ፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2017 እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም። እቶም ኣመራርሓ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሑ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…