ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር የላን – ሚኒስቴር ምክልኻል Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር ከምዘየላ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ካብ ሞንጎ ዘለዉዎ "ቤዛት" ሓደ ዝኾነ ምድብ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ማይ መገልታ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚልዮን ብር ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ጣያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ደብዳብ ኣየር ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬን-ሩሲያ ብዕሊ ካብ ዝጅምር ንደሓር ዝለዓለ ዝተብሃለ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን መፈልፈሊ ሓይሊ ዩክሬን ዒላማ ብምግባር መጥቃዕቲ ደብዳብ ኣየር ከምዝፈፀመት ተገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ሩሲያ 120 ሚሳኤላት ከምኡ እውን 90 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሳየች ኣይቼውን ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣሳየች ኣይቼውን ኣትሌት ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነ ኣበቤን ዘጀመሩዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንክልል ትግራይ ዘግለለ ክኸውን ኣይኽአልን-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ ዝበሃል ኹሉ ኢትዮጵያዊ እንትሳተፍ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ትግራይ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ናይ ምፍላጥ ስራሕ ክካየድ ኢዩ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ከተማ ኣክሱምን ከባቢኡን ናይ ምፍላጥ ስራሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን እታ ከተማ ኣይተ ገብረመድህን ፍፁምብርሃን፥ 21 ሕዳር ዝኽበር ንግሰ በዓል ፅዮን ማሪያም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ንመበል ካልኣይ እዋን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ። ስነስርዓት ኣወሃህባ እቲ ሽልማት ኣብ ከተማ ዱባይ ከምዝተሳለጠ ተሓቢሩ። እቲ ሽልማት ብገልፍ ሃገራት ነዝወሃቡ…