ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ምውዛዕ ልምዲ ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣይተ…