ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ፊልድ ማርሻል ናብ ባህርዳር እንትኣትዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረዳ ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ሓገዝ ምግባር ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ክእለት ዝመርሖ ኣንፈት ፈጠራ ዕድል ስራሕ መሰረት ብምግባር ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተሳተፍቲን ተረባሕቲን ንምግባር ስትራቴጂያዊ ምሕዝነቱ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ባንክ አብ…
ስፓርት ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም ንምቑፃር ተስማዕሚዓ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ። ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ውሕመ ገሊፁ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኤንዲፒ) ገሊፁ። ካብ ዱባይ ክሳብ ባኩ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ዝጠመተ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ፀገም ምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ ከተማ መቐለ ንምቕራፍ ዘኽእል ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ከም ዝህነፅ ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝህነፅ ሚኒስቴሪ ማይን ኢነርጅን ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጰያ ኣብ ዓውዲ ኣልሙኒየምን ግብርናን ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ቀጣናዊ ዘምድናን ወ/ሮ ያስሚን ወሃብረቢ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኣዘርባጃን ዘቲዮም Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኣዘርባጃን ኢልሃም አሊዬቭ ዘቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ፥ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ 29) ውሕመ ንምስታፍ ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ ኢዮም ዘለዉ። ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢልሃም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሶማሊላንድ ኣብ ፅባሕ ምርጫ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ዘካየደት ሶማሊላንድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ስሩዕ መንቅስቓሳ ከምዝተመለሰት ተገሊፁ። እቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ አንትካየድ ኣብዝሓ ትካላት ነግዲ ተዓፂየንን ፍቓድ ካብ ዝተውሃቦም ሒደት ተሽከርከርቲ ወፃእ ምንቅስቓስ ተገዲቡ ውዒሉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞቃዲሾ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡንባ ሀይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ ዝኾነት ከተማ ሞቃዲሾ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ቡንባ ሀይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ኣብ ወሰን መገዲ ሞቃዲሾ ዘጋጠመ ምፍንጃር ቡንባ ኣብ መኪና ኣባላት ደሕንነት ዘነፃፀረ ከምዝነበረ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ በቲ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ዲፕሎማሲ ወፅኢታዊ ስራሕ ፈፂማ- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ዲፕሎማሲ ወፅኢታዊ ስራሕ ከምዘካየደት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017…