ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ቀንዲ ዓውዲ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ኢዩ፥ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ገምጋም ኣፈፃም መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ሎሚ ምግምጋም ከምዝተጀመረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ኣብ ማዕቐፋት ህንፀት ትካላት ብዝተሰርሐ ሪፎርም ብዙሓት ሃፍቲ…