Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኮፕ29 ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)(ኮፕ 29) ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃይደር ኣሊየቭ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ኣዘርባጃን ቴይሙር ሙሴየቭ ሓዊሱ…

ውሳነታት ጉባኤ ኮፕ29 ጉባዔ ንቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ክህቡ ይኾኑ ዶ?

ኣዲ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሬት ክሌማዊ ለውጢ ኣየር ብዘስዕቦ ፅዕንቶ ኣብ ቅልውላው ካብ ትኣቱ ውዒላ ሓዲራ ኣላ። ዝተናወሐ ድርቂ፣ ካብ መጠን ዝሓለፈ ዝናብ፣ ውሕጅ፣ ሁቦብላ ዝተሓወሶ ኣውሎ ንፋስ ብተደጋጋሚ እናጋጠሙ ምዝባሕ ስነ-ህይወት መሬት ዝተለመደ ኮይኑ ይርከብ። እዚ…

ኣብ መርካቶ ዝተረጋገአ ዕድጊት ኣሎ!

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሓደ ሓደ ነጋዶ “ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ዱንኳንና ክዕፆ ኢዩ” ኣብ ዝብል ምድንጋር ከምዝኣተዉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ተዓዚብና ነይርና፡፡ እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ…

ጥሕሰት ሕጊ ዶፒንግ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ኣትሌታት ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ህብስት ጥላሁን ኣስረስ፣ ሳሙኤል ኣባተ ዘለቀን ፀሐይ ገመቹ በያንን ዝተኸልከሉ ዘተባብዑ ቅመማት(ዶፒንግ) ብምጥቃም ጥሕሰት ሕጊ ከምዝፈፀሙ ተረጋጊፁ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ፀሐይ ገመቹ በያን ብመሰረት ዝተገበረላ ምርመራ ባይሎጂካል ፖስፖርት…

መንደር ቤኑና ቱሪዝም ምስ ልምዓት ግብርና ዘተኣሳሰረ ውቁብ ስፍራ ቱሪስት ኢዩ-ኣምባሳደር ሶፊ ፍሮም-ኢሜስበርገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ቤኑና ቱሪዝም ምስ ልምዓት ግብርና ዘተኣሳሰረ ውቁብ ስፍራ ቱሪስት ኢዩ ክብላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢሜስበርገር ገሊፀን። መንደር ቤኑና ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ኣዝዩ ዘበናዊ ክፍሊታት መደቀሲ፣ ኣዳራሽ ኣኼባ፣…

ንሰራሕተኛታቶም ብነፃ ምግቢ ዘቕርቡ ኩባኒያታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ሰራሕተኛታቶም ዓቕሚ ፀንቂቖም ንምጥቃምን ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕን ዓሊሞም ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህቡ። ካብ መንጎ እቶም ትካላት ኣብ ዓለምና ዝርከቡ ገዘፍቲ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ፥ ፌስቡክ፣ ጉግል፣ ኣፕል፣ ኤክስን…

ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ29) ዝሳተፉ ኣባላት ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዘርባጃን ባኩ ኣትዮም። እቲ…

ኣብ ቢሾፍቱ ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ንንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱን ኢትዮ ቴሌኮምን ፕሮጀክት ስማርት ሲቲ ቢሾፍቱ ንምጅማር ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምነት ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ኣለማየሁ ኣሰፋ ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…?

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ። እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታት ምስ ሕማም ሽኮር ከምዝነብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 34 ግዘ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር…