ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ “ኣፍሪካ ኣብ ጥንኩር ሓድነት፣ ንኩለመዳይ ፀፅታን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ ሱዳን ዝኾነት ፖርት ሱዳን ዕለታዊ በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ፖርት ሱዳን መበል 66 መብፅሒት ኣፍሪካ ዝገበረ እቲ መገዲ ኣየር÷ ናብ ፖርት ሱዳን በረራ ምጅማሩ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ መዕደጊን መሸጢን ሸርፊ ወፃኢ ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ከይኸውን ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ባንኪታት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዝዕድጉሉን ዝሸጡሉን ዘሎ ኣፈላላይ ካብ ክልተ ሚኢታዊ ንላዕሊ ክበልፅ ከምዘይብሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ብሄራዊ ባንኪ እዚ ብዝምልከት ንንግዲ ባንኪታት ብደብዳበ ከምዘፍለጠ ገሊፁ። ሓዱሽ ተመን ሸርፊ…
ቢዝነስ ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ Desta Oct 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ዳይሬክተር ማእኸላይ ምብራቕን ልምዓት ንግዲ ኣፍሪካን ስትራቴጂክ…
ቢዝነስ መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ቀጥታ ዕድጊት ፍርያት እኽሊ ቅብኣትን ጥረምረን ቁፅ 1026/2017 ከምዝፀደቐ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲ ጥረምረን ናይ ቅብኣት እኽሊን ብምምሕያሽ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ትሳተፍ ኣላ Desta Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ቴክኖሎጂን ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ(ጂአይቴክስ ግሎባል 2024) ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ 180 ሃገራት ይሳተፋ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ኣብ ዱባይ ዓለም ለኸ ማእኸል ንግዲ ዝተኸፈተ “ጂአይቴክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርከበኛታት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርከበኛታት ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዘለዉሉ ባሕሪ ብምዃን ኣኽቢሮም። “ሰንደቕ ዕላማማን ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 17ኛ ብሄራዊ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ኤ350-1000 ዝተሰመየት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝተትሓዘ ወርሒ ጥቅምቲ ኤ350-1000 ዝተሰመየት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ “እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ዘለዎ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ቤት ኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 149 ኣብ ዓለም ለኸ ኣኼባ ሕብረት ፓርላማ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ሳይንስን፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን፣ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቶዮ ሶላር ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ንምኽፋት ዘኽእሎ ስምምዕነት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ቻይና ዝኾነ ቶዮ ብ7 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ሓይሊ ፀሓይ ንምፍራይ ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ሃዋሳ ሶላር ኢነርጂ መፍረዪ ፋብሪካ ንምህናፅ ዘኽእሎ ፍቓድ ከምዝረኸበ…