Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታትን ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላን ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት ኣብ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን፣ ጅቡቲ፣ ኬንያ፣ ህንዲን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለዩ ኩነታት…

ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ መግለፂ ፍትሒ፣ ሓድነት፣ ማዕርነትን ሓርበኝነትን ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ መግለፂ ፍትሒ፣ ሓድነት፣ ማዕርነትን ሓርበኝነትን ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። መበል 17…

ህዝቡላህ ኣብ እስራኤል ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራት ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ እስራኤል ንዝርከብ ወተሃደራዊ መዓስከር ዒላማ ብዝገበረ መጥቃዕቲ ድሮን ኣርባዕተ ወተሃደራት ከም ዝተቐተሉን 58 ከም ዝቖሰሉን ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ካብ ደቡባዊ ሃይፋ 33 ኪሎሜትር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ መደብር ሰራዊት…

ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰንደቕ ዓላማ መርኣያ ሕብረት፣ ምልክት መግለፂ ሃገራዊ ፍቕሪን ብሃራዊ ዝምዒትን ዜጋታት ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል…

ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት ምእታው ኣቐዲሞም ዝመበሩ አሰርቲ ሕጊታት ብምስጋር ፍትሓዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ናብ ተፈፃምነት…

ትርጉም ሕብሪታት ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ ንምዃኑ ሕብሪታት ሰንደቕ ዕላማ ኢትዮጵያን ኣብማእኸል እቲ ሰንደቕ ዕዓማ ዝርከብ ኣርማ ትርጉሞም እንታይ ኢዩ? ሓምለዋይ ሕብሪ፡- ምልክት ስራሕ፣ ልምላመን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ግዘ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መድላዋት ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ፥ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን ብራኸ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።  

ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጠቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኢትዮጵያ “ሰንደቕ ዓላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉእላዊነትናን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ፡፡ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ወርሒ ጥቅምቲ ምስኣተወ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ትርከብ ሰኑይ ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡ መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሃገራዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ክገብር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝኽእሎ ኩሉ ኣብ ጎኒ ፖሊስ ፌደራል ብምዃን ኣድላዪ ሓገዝን ምትሕብባርን ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ላዕለዎት ክሳብ ወረዳ ዘለዉ ኣመራርሓ ስራሕቲ ለውጢ…