ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይ ትውልዲ ንምህናፅ ስፖርት መዘውተሪ ቦታታት ምስፍሕፋሕ ቅድሚት ዝወሃቦ ተግባር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምምሕዳር ከተማ ባሕር ዳር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተተሓባቢርና ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተተሓባቢርናን እንተተደጋጊፍናን ብሓባር ብምልማዕ ጥንኩር ዞባ ክንፈጥር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ሩባ ናይል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ተፈፃምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ከባቢ ሰዓት 1:37 ኣብ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ኣደም ዓሊ እቲ ጉዳይ ኣመልቶም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ዝተወሰነ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ተገለፀ፡፡ 15 ሜትር ንውሓት ዘለዎ እቲ ባቡር ሃዲድ ናብ መሬት ስለዝሰመጠን ዝተወሰኑ መእሰሪታት እቲ ሃዲድ ስለዝተቖራረፁን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ…
ቢዝነስ ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጓዓዚያ ባቡር ንዝበፅሕ ጉድኣት ዝኽፈል ካሕሳ ብሕጊ ጥራሕ ንክፍፀም ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ሒዙ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ዕደና ወርቂ ይወስዱ ነይሮም ንዝበሎም 135 ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ከፍለ ሰራዊት ማእከላዊ እዚ ኣብ ዝገበሮ መውፋር ብዘይሕጋዊ መገዲ ሃፍቲ ሃገር ይወስዱ ዝነበሩ ዝበሎም…
ቢዝነስ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን-ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መስ ምምሕያሽ ሲስተም ተዛሚዱ ኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ካብ ሰዓት 7 ለይቲ ክሳብ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12 ኣገልግሎት ኣይህባን ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ዓማዊል ነዚ ፈሊጡ ኣድላዪ መድላው ንክገበር ኣተሓሳሲቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኣር ሲ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብካንትሪ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮሚቴ ህይወት ኣድሕን(ኣይ ኣር ሲ) ፓውሎ ሲሙስቺ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኣወሃህባ ምላሽ ሓደጋ ምስ መዳርግቲ ትካላት ብቕርበት ብምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ከይዲ ህንፀት ሸቤልለይ ሪዞርት ዑደት ገይሮም Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን መከትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት ሸቤልለይ ሪዞርት ርእዮም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ Desta Oct 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ…