Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

ግልጋሎት ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ጥዕና ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ካብ ሕብረተሰብ ንዝቐረቡ…

ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ኣብ ምክልኻል ገበን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓውዲታት ምርመራን ምክልኻል ገበንን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝተወገኑ ስራሕቲ ሪፎርምን ብሓፈሻ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ…

ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ብፍፁም ድባብ ሰላም ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ – ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ፣ ብስየ ዝወቀበት መርዓት ውቕብቲ ከተማ ብፍፁም ሰላምዊ ድባብ ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበልዎ÷ ንግስቲ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 ክሳብ 23 መጋቢት 2025 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዝሳተፍ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ናንጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ 12 ኣትሌታት፣ ክልተ ኣሰልጠንቲ፣ ሓደ መራሒ…

ካብ መዓድናት ገይፃ መይፂ ዝርከብ እቶትክብ ንምባል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረዳእታ መዓድናት ገይፃ መይፂ ብምፅናዕንብምዝማንን ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ እቶት ክብ ንምባል ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር መዓድንን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንዱስትሪ መዓድንን÷ቁልፊ ፀገማት መፅናዕትን ዘበናዊ…

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣብራሪ ኣውሮፕላን ዝነበሩ ብሪታኒያዊ ጆን ፓዲ ሄሚንግዌይ ኣብ 105 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ሓይሊ ኣየር ዩናይትድ ኪንግደም ሮያል ከምዝሓበሮ፤ ሄሚንግዌይ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1940 ብሪታኒያን ካብ…

 ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቦርድ ኢንቨስትመንት ክልል ኦሮሚያ 72 ቢሊየን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ልዕሊ 2 ሽሕን 500 ሰብ ሃፍቲ መስርሒ ቦታ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቦርድ ሎሚ ዕለት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ሰብሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ከምኡውን መሪሕ ሰበኽ ሳግም ኣብ ዝተፈላለዩ…

ብህይወቱ እንከሎ ናይ ሕልና ፀሎት ዝተገብረሉ ተፃወታይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ እትፃወት ቡልጋርያዊት ጋንታ ንሓደ ተፃዋታያ ነበር ካብዛ ዓለት ብሞት ተፋንዩ ብምባል ንሓደ ደቒቕ ዝቐፀለ ናይ ሕልና ፀሎት ኣካይዳ። እንተዀነ ድሒሩ ብዝወፀአ ሓድሽ ሓበሬታ፥ እቲ ተፃወታይ ገና ብህይወቱ ከም ዘሎ ድሕሪ ምፍላጣ…

ጥዕና ኲላሊት ንምሕላው ዝሕግዙ 6 ቀለልቲ ነገራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኵላሊት ካብቶም ኣውራ ኣገደስቲ ክፋል ኣካላትና እንትኾና፥ ኣብ ደም ዝፍጠር ርስሓት ብምፅራይ ብመልክዕ ሽንቲ ከምዝወፅእ ዝገብራን እየን። ዓለማዊ ማሕበር ኔፍሮሎጂ ከም ዝሕብሮ፥ ፀቕጢ ደም ንምቍፅፃር ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን…