Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2025

‘ኳንተም ኮምፕዩቲንግ’ እንታይ’ዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ብቢልየነር ዓለም ዝኾነ ቢል ጌትስ ዝውነን ትካል ማይክሮሶፍት፥ ንሓያለ ዓመታት ሓያል ዓቕሚ ዘለዎ ኮምፒዩተር ንምስራሕ ኣብ ቀጻሊ ምርምር ምፅንሑ ተገሊፁ። እንነሆ ድማ ከም ኣካል ናይዚ ጥሙሕ ሓድሽ 'ቺፕ' (ደቂቕ ንዋይ ኮምፕዩተር) ከም…

ሊዮኔል ሜሲ ካብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ርጀርንቲና ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብጉድኣት ምኽንያት ሃገሩ ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ፅዋዕ ዓለም ወፃእ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣርጀንቲ ምስ ብራዚልን ኡራጓይን ኣብ ትገብሮም መፃረዪ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተሓቢሩ፡፡ ሜሲ ትማሊ…

ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ ካልኦት…

ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ንዝርዝር ምርኢት ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 20 ስሩዕ ኣኼባ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ብምምርማር ንዝርዝር ምርኢት ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)…

ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ኣመራርሓ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ምሁራንን ሰራሕተኛታትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዘተዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍለን(ዶ/ር) ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ዲናት…

ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ፎረም ፍሉይ ልኡኽ ከይዲ ሰላም ሱዳን ኣኼባኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናካየደ ይርከብ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ እቶም ፍሉያት ተወከልቲ ንከይዲ ሰላም ሱዳን…

መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘፈር ቡን 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ምትእስሳር እታወት ልምዓት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ከምዝፈቐደ ተገሊፁ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጣሊያንን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ…

ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…

ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ…

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…