ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልእኽትኡን ወፍሩን ብግቡእ ዝፍፅም ሰራዊት ከይዲ ምህናፅ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ- እዚ ደቡብ mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እዚ ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ ኣብ ግዝያዊ መሰልጠኒ ሶደሬ ዝሰልጠኑ መሰረታዊ ወታደራት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጀነራል ኣድማሱ ኣለምነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናትን እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ንህዝቢ ክፉት ኮይኑ ክውዕል እዩ mizan mekonen May 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኢንፎርሜሽንን ኣሰናዳእነት እናተካየደ ዝርከብ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም እዩ። ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ትማሊ ንህዝቢ ክፍቲ ኾይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ። መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ናይ ሰላም፣ ሕብረትን ልምዓትን ጉባኤ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስራሕቲ ልምዓት ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሰላምን ሓድነትን ህዝብታት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። "ጥበብን ሃገርን፣ ጥበብ ንኢትዮጵያ ብራኸ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ሰብ ሙያ ኪነ ጥበብ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣገልግሎት ሕክምና ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺበታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ርኡይ ግደ ይፃወት – ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት ርኡይ ግደ ይፃወት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኪነ…
ቢዝነስ ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም-ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስታይን ክሪስተንሰን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ፃንሒቶም ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርታታት ይግበአኒ ታክስ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣከፋፍላ ታክስ ዝቐርቡ ቅርታታት ይግበአኒ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ከምዘሎ ኮሚሽን ይግበአኒ ታክስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ጉዳያት ርክብ ህዝቢን ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ሃይማኖት ደመቀ፥ ኣብ ከይዲ ኣከፋፍላ ታክስ ነዝቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን ስራሕቲ መማዕበሊ ክእለትን መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ንምዕባለን…
ስፓርት ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንወላይታ ድቻ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ሲዳማ ቡናን ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ማይክል ኪፕሩቪል ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሲዳማ ቡና ተኸታታሊ ካልኣይ ዓወታ…