ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ኣዋርሕ ብጠንካራ ውድድር ክካየድ ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ፅባሕ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃምኡ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ። ንፍፃመ ዝበቕዑ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣ ካሳሁን ዘውዱን ኤፍሬም ጌታቸውን ፅባሕ ልዑል ንሕንሕ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ ዘህንፆም ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ውሽጢ ሓደ ዝኾነ…
ቢዝነስ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደም ሱር ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተራት መደባት ኣፈፃፅማ ትሽዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ጉባኤ ትካል ስራሕ ዓለም ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ኣህጉራዊ ጉባኡ ትካል ስራሕ ዓለም ካብ 11 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉባኤ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ በቢክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ጀሚራ ኣላ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ክእለት ካልኣይ ምዕራፍ ሓርበኝነት ከምዝጀመረት ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ 4ይ ሃገር ለኸ ውድድር ኢትዮ ክእለት "ብሩሃት ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 27…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘላቒ ሰላም ህዝቢ በዓል ዋና ምግባር ይግባእ-ምሁራን Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘላም ንምፅናዕን ዘላቒ ንምግባርን ትካላት ሃይማኖትን ህዝቢን በዓል ዋና ምግባር ይግባእ ክብሉ ምሁራን ኣገንዚቦም። ትካላት ሃይማኖት ሃገራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ መንጎ ህዝብታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምፅናዕ ርኡይ ግደ ከምዘለዎም እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ንኽረኽቡ ዕድል ይፈጥር ኣሎ mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ሚልዮን ስልጠና ኮደርስ ዜጋታት ኢትዮጵያዊያን ምስ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ርሕቐት ስራሕ ዝረኽሉ ዕድል እናፈጠረ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ስራሕ ስምምዕነት ምፍርራማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ምዕራብ አርሲ ሞዴል ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጀሚሮም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ከተማ ነገለ ኣርሲ ህንፀት ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኡታ ዋዩ ኣጀሚሮም። ብልዕሊ 500 ሚልዮን ወፃኢ ዝስራሕ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ 10 ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ዝተዳለወ መበል 116 መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ሲምፖዝየምን ዓውደ ምርኢትን መሪቖም ከፊቶም፡፡ መዓልቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምድላው ሲምፖዚየምን ዓውደ ምርኢትን ካብ 1901 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ጉዕዞ ብልፅግና ኩለ መዳያዊ ክእለትን ፃዕሪን ሰራሕተኛታት ወሳኒ እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና እትገብሮ ጉዕዞ ዓንዲ ኮይኖም ዝተፈለዩ ቁጠባዊ ዓውድታት ኩለመዳያዊ ክእለትን ፃዕርን ሰራሕተኛታት ዝሓቱ ምዃኖም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ግልጋሎት ንመዓልቲ ሰራሕተኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም…