ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ መርኣያ በዓል ራኢ መራሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ኣዘርባጃን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ሩስላን ናሲቦቭ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ምእታዉ መርኣያ ቆራፅን በዓል ራኢን መራሒ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡
እቶም ኣምባሳደር መዓልቲ ናፅነት ኣዘርባጃን ኣመልኪቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…