ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ምዕባይ Gebremariam Weldegerima May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ሚኢታዊ ንምብፃሕ እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ማይ ኢነርጂ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ዓመት ተበፃሕነት ቀረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ…
ስፓርት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡ ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…
ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…
ቢዝነስ ስራሕቲ ምምሕያሽ ፅርየት ቡን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ክልላት ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውህሃድ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅርየት ቡን ንምምሕያሽ ምስ ተዋሳእትን መዳርግቲ ኣካላትን መድረኽ ምንቅስቓስ እናካየደ ምዃኑ ምክትል ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፔይትሮ ሳሊኒ ዘቲዮም Desta May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዌብልድ ግሩፕ(Webuild Group) ፔይትሮ ሳሊኒ ኣብ ሮም ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ፔይትሮ ሳሊኒ ይሳተፈሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 628 ሺሕን 463 ህፃናት ተበፃሒ ንምግባር ዝዓለመ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ተጀሚሩ፡፡ ን10 መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕድሚኦም ካብ 9 ወርሒ ክሳብ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ከምዝወሃብን…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18ን 20 ዓመት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 13 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመትን 4ይ ሻምፒዮና ትሕቲ 18 ዓመትን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡ ኣብቲ ውድድር ካብ ሰሸሞንተ ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምኡ እውን ካብ ጋንታታትን ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትግበራ ሴክተር ልምዓት ፋይናንስን ኢንሹራንስን እናካየደት ምዃና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ ገሊፆም። መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካን ሓፈሻዊ ኣኼባን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡ መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስን ሓፈሻዊ ኣኼባን ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ሓርበኝነት እዩ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን mizan mekonen May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ፃውዒት ዓወት ሓርበኝነት ምዃኑ ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣትን ሓዊን ገሊፁ፡፡ ህንፀት ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ስግኣትን ሰብኣዊ ደገፍ ብዓቕሚ ርእስካ ምኽኣል ምንቅስቓስ ስትራቴጂክ ማዕቀፍ ትግበራ ንፌዴራል፣…