ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኖቬሽን ብምጥቃም ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ክነሳልጥ ትፅቢት ይግበር- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓቕሚታት ኢንተርፕሪነርሺፕን ኢኖቬሽን ተጠቒምና ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ምስላጥ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ ምስረታ ምክልኻል ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ተሸጋጊሩ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ምሽግጋሩ ቤት ፀሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ጉዳይ ህልውናን ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጉዳይ ህልውና ስለዝኾነ ውድብና ሙሉእ ብሙሉእ ዝድግፎ ኢዩ ክብሉ ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ገሊፆም። ኣባላት ኣመራርሓ ውድብ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ምስ ፋና ዲጂታል…
ስፓርት ሻምፕዮና ዘይፈለየ ውድድር ሴሪ ኤ ጣልያን … Gebremariam Weldegerima May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 38 ሰሙን ሴሪ ኤ ጣልያን ሎሚ ምሸት ዝካየዱ ፀወታታት ትፅቢት ይግበረሎም። ብ79 ነጥቢ ነቲ ሴሪ ኤ እናመርሐት ትርከብ ናፖሊ ምሸት ሰዓት 3፡45 ኣብ ሜድኣ ንካግሊያሪ ከተተኣንግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይቲ ማእኸል ምጥያሽ ዓቕሚ ምፍጣር ስራሕ ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ-ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Desta May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርፕርነርሽፕን ኢኖቬሽንን ሰራዊት ምክልኻል ምጥያሽ ዓቕሚን ክእለትን ምፍጣር ስራሕ ኣባላት ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ምጥያሽ እቲ ማእኸል ጠመተ ብምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ የምፅኡ ኣለው – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን ርኡይ ለውጢ እናምፅኡ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “ብዲጂታል ዝተሓገዘ ትራንሰፖርትን ሎጅስቲክስን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተወከልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካሊፎርንያ ንእሽተይ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርንያ ሳን ዲዬጎ መንበሪ መንደር ብምኽንያት ጭጋግ ኩነታት ኣየር ንእሽተይ አውሮፕላን ተሓምሺሻ። እታ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን 15 ኣባይቲን ብዙሓት መካይንን ብሓዊ ንክቃፀሉ ምግባሩ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ mizan mekonen May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ምትሕብባር ገሊፁ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢን ፐብሊክ ዲፕሎማሲን እቲ ቤት ፅሕፈት ሰለሞን ዳኒኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ፈሪዩ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መፈለምታ 2017 ዓ.ም ክሳብ ሐዚ 8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ከምዝፈረየ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዳኛቸው በየነ (ዶ/ር)ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ትሩፋት…