Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2025

ስራሕቲ መራኸብቲ ሓፋሽ ብመንፅር ግዘን ብሄራዊ ረብሓን ክግዝኡ ይግባእ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸብቲ ሓፋሽ ብዝሰርሕዎ ትሕዝቶ ለውጢታት ክርድኡ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ፡፡ ኣይተ ዛዲግ ንፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽንን ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰልጠና ይህቡ ኣለው፡፡…

ዓይነ ስውር በዓልቲ ሞያ ስፌት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃና ደበሌ ኣብ ሸሞንተ ዓመታ ብዘጋጠማ ሃንደበታዊ ሕማም ዓይኒ ምኽንያት ብርሃን ዓይና ስኢና ኢያ። ብቑልዕነታ ምርኣይ ዘይምኽኣላ ኣገናዚባ እቲ ጉድኣት ክትምዝኖ ኣይትኽኣል እምበር ኣብዚ ሕዚ እዋን ብምኽንያት ምንኣስ ዓቕሚ ካብ ትምህርቲን ካብ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቁልፊ ስርዓት ሓበሬታ ልውውጥ ህዝቢ ኣባል ከይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቁልፊ ስርዓት ሓበሬታ ልውውጥ ህዝቢ (ፒኬዲ) ኣባል ምዃና ዘረጋግፅ ሰርተፍኬት ተቐቢላ፡፡ እቲ ሰርተፍኬት ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት ፕሬዚደንት ዓለም ለኸ ትካል…

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንምፅናሕ ትገብሮ ናይ 90 ደቒቕ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኢትዮጵያ መድን ሻምፒዮን ብምግባር ካብቲ ሊግ ካብ ሞንጎ ዝሰናበታ ኣርባዕተ ጋንታታት እተን ሰለስተ ኣቐዲሙ ናብ ላዕለዋይ ሊግ ብምፍናው ናይዚ ዓመት ውድድር ንምዝዛም ሰለስተ ፀወታን ክልተ መዓልቲን ጥራሕ ተሪፉዎ ኣሎ፡፡…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ብዝበለፀ ኣመራርሓ ስራሕ ዝተመርሐ ትካል ሽልማት ብምዕዋት ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። መበል ዓስራይ መዓልቲ ስቪል ሰርቪስ ኣፍሪካ ጠሚተን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ ትካላት…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን ምክልኻል ንምዝማን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታልን…

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ሓንቲ ኣደ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ዝርከብ ሆስፒታል ሓኪም ግዛው ሓንቲ ኣደ ብሓደ ግዘ ኣርባዕተ ሓናጡ ብሰላም ተገላጊላ። ኣብቲ ሆስፒታል ስፔሻሊስት ሓኪም ማህፀንን ጥንሲን ዶ/ር ኣዲሱ ግርማ÷ ጓል 38 ዓመት ኣደ ብሰብ ሞያ ሕክምና ብዝተገበረላ…

ፕሮጀክትታት ናይ ምዝዛም ቁርፀኝነት ዝረኣየሉ ግድብ መስኖ መገጭ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ግድብ መስኖ መገጭ ናይ መንግስቲ ፕሮጀክትታት ናብ ፍፃመ ናይ ምብቃዕ ቁርፀኝነት ብዘርእይ መገዲ ይካየድ ኣሎ። ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተዛተዩ ሞያተኛታት ሚዲያ ህዝብን ውልቀን ከምኡወን ሞያተኛታት ርክብ ህዝቢ ኣብቲ…

ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም – ዋና ኦዲተር ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካላት መምርሒ ንተይተኸተሉ ልዕሊ 404 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ብር ዕድጊት ፈፂሞም ኢሉ ዋና ኦዲተር ፌዴራል፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 39 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ኣኼባ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ፀብፃብ ኦዲት በጀት…

ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኢትዮጵያ ኩሎም ዜጋታት ብማዕረ ዝእንገድሉ ሓቛፊ ስርዓት ኢዩ ኢለን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለምፀሃይ ጳውሎስ። መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ዓስራይ ፎረም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን…