ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን ኢሉ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጦሽኔ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ…