ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ተሸከርከርቲ ህዝባዊ መጉዓዝያ ናብ ስርዓት ዲጂታል ክፍሊት ክኣትዋ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ህዝባዊ መጓዓዝያ ካብ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ስርዓት ዲጂታል ክፍሊት ክኣትዋ እየን።
ምክትል ሓላፊ ዘፈር ኦፕሬሽን እቲ ቢሮ ዳኛቸው ሽፈራው ኣዲስ ኣበባ ካብ ወረቐት ዝፀረየ ግልጋሎት ንምህናፅ ኣብ…