Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲኦም ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾኑ፤ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብ13 ሬዲዮ ጣቢያታት፣…

ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ ካብ ባንኪ ወፃእ ዝለኣኽ ገንዘብ የትርፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ስርዓት ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክምራሕ ምግባሩ መብዛሕትኡ ሸርፊ ወፃኢ ብባንኪታት ኣቢሉ ንኽለኣኽ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ካብ ሬሚታንስ ልዕሊ ሸውዓተ…

ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ስራሕቲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ንምዐእዋት ግደ መሓዚት ኣካላት ልዑል ኢዩ ኢሎም። እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሕዚ ብዝወገኖም ተግባራት ግደ መሓዙት ኣካላት ዝገምገመሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ…

ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር 96 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሪጅናል ላቦራቶሪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ እዋን÷ ኣብቲ ክልል ንተበፃሕነትን ፅሬትን ዘፈር ጥዕና ንምድንፋዕ ብትኹረት…

ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡ እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…

400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክና 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ናይ ምጅማር ስምምዕነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ምስ ዓለም ለኸ ሶላር ኣሊያንስ ናይ 400 ሜጋ ዋት ሶላር ፓርክን 700 ኪሎዋት ሰዓት ሶላር ሚኒ ግሪድን ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ዴኤታ ማይ ኢነርጂን ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝሉዎ÷…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣረርቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ፍርያት ሴራሚክ ናብ ዕዳጋ ውሽጢ ሃገር ኣቕሪቡ፡፡ መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ታደሰ ቦሰት ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ ፓርክ ኣፍረይቲ ፋብሪካት…

መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 6፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣም ፋራህ ኣምር መደመር ብሄራዊ ምርድዳእን ዘላቒ ልምዓትን ዝሃንፅ ኢዩ ኢሎም፡፡ መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ኣይተ ኣደም…

መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ኣክራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 12 ጉባኤ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ኣብ ጋና ኣክራ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ሓላፊ ሚኒስትር ዘፈር ዓለም ለኸን ርክብ ህዝቢን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)ን እናተሳተፉ…

ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ብዝገበሮ ኣኾባ ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት…