Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም። ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያ ሙሉነህ ጎሳዬ፥ እቲ ስምምዕነት ሞያተኛታት ስፖርት ካራቴ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሙያ ምዕባለ ነክረኽቡ ልዑል ኣስተዋፅኦ…

ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኢንተርፕራይዛት 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ኣብ ተተካእቲ ፍርያታት ዝዋፈሩ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 1 ነጥብ 6 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ። ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣይተ ሮቤል ኣሕመድ…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብውፅኢታዊነቱ ዓመታት ዘሕለፈ ትካል እዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ ጎንደር ከም ካልኦት ፍሉጣት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተወዳዳርነት ጥራሕ ዘይኮነስ ብብቕዓት እውን ዓመታት ዝተሳገረ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጡሽኔ። ዩኒቨርስቲ ጎንደር መምሃሪ ሆስፒታልን መበል 100 ዓመት ዝኽሪ…

ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር  ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ፡፡ መድረኽ ዘተ መዛዘሚ ፕሮጀክት ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ከተማታት በጀት ዓመት 2017ን ዘተ ትልሚ 2018 ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር…

ሃገር ብምርግጋዕ ንቀፃሊ ወለዶ ንምትሕልላፍ ግደ ትካላት ሃይማት ልዑል እዩ – ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ብምርግጋዕ ናብ ቀፃሊ ወለዶ ኣብ ምትሕልላፍን ግደ ትካላት ሃይማኖት ዓብዪ እዪ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ፡፡ "ሃይማኖት ንሰላምን ሓድነትን ምክብባርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ…

ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሃይማኖት ንሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ዝዝቲ ዘሎ እንትኸውን፥ መራሕቲ ትካላት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ኮሪደር ልምዓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዮም – ኣይተ ሙስጠፋ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ምስሊ እታ ከተማ ዝቐየረ መርአያ ውፅኢት ፈጠራን ቅልጣፈን ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፋ መሓመድ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ፣ ቀዋሚ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየም…

ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ልምዓት ኮሪደር ምዕባለ ኢትዮጵያ ዘየተርፍ ምዃኑ ካብ ነረጋግፀሎም ስራሕቲ ሓደ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣባላት ቤት ምኽር…

ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሰብ ተኮር ኢዩ ዝበሃል ንኹሉ ክፋል ማሕበረሰብ ሒዙ ዝጓዓዝ ብምዃኑ ኢዩ ኢሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ እንጦጦ ክሳብ 4 ኪሎ ፕላዛ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር…

ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርት ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ጉዕዞ ምዕባለና ዝሽከም ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር)። ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣብ መዓልቲ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ትራንስፖርት…