Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2025

ኣብ ቀፃሊ ፕሮጀክታት ፍልጠትን ተሞክሮን ዘሰጋገረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከይዲ ህንፀት ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ተወዳደርቲ ሰብሙያታት ዝተፈጠርሉን ኣብ ቀፃሊ ዝስርሑ ተመሳሰልቲ ፕሮጀክታት ፍልጠትን ተሞክሮን ዘተሰጋገረሉ እዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሮ ምሁራን ከምዝበልዎ፤ እቲ ግድብ ኣብ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ 2017 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ’ቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቶም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ እንትበፅሑ ብህዝቢ እታ ከተማን ደቂ…

ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ሓምለዋይ ኣሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል፣ ኢኮኖሚን ፍሪያትን ኣብ ምውሳኽ ሽም ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ዘበረኸ ተግባር ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ኣብ ሚኒስቴር ግብርና መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ ፋኖሴ መኮነን…

ናይ ትሪሊየን ዶላር ዕዳጋታትን ናይ ንቑሕ ዜጋ ግደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ሃሽታጋት ብምጥቃም ንሃገሮም ኣምበሳደር ክኾኑ ትፅቢት ይግበረሎም። ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ክመ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብብርኪ ዓለም ብዑደት ቱሪዝም፣ ፋሽን ኢንዱስትሪ፣ ምትእንጋድ ኣኼባን ባህላዊ ምግቢታትን ናይ…

ናብ ፍፃምኡ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊን ብሃንቀውታን ትፅቢት ዝግበረሉን 5ይ ዙር ውድድር ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ናብ ፍፃመ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት በቢሰሙን ዘደንቕ፤ መሕዘኒ ነገራት እውን እናተርኣዩሉ ኣብ መበል 11…

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም።

ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…

ሎሚ ዝፍልም መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ኣዋርሕ ብሓዱሽ ዘበን ውድድር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ ሃንቀውታ ብዙሓት ዝኾነ ፕሪሚየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት ብምሓዝ ሎሚ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግብሩ ክፍልም ኢዩ። ሎሚ ኣብ ደርቢ ለንደን ዌስትሃም ዩናይትድ…

ካብ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ዘየድሊ ወአላስፈላጊ ዋጋ በሚጨምሩ ነጋዴዎች ላይ ርምጃ ይወሰዳል

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ኣብ መሰረታዊ ጠለባት ኣድላዪ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ከየጋጥም ቁፅፅር እናተገበረ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷…

ዘመድ ጆርጅ ዊያ እየ ኢሉ ብምትላል ንሳውዛምፕተን ዝፈረመ ተፃዋታይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ብሓሶት መንነት ዝፍለጡ ተፃወትቲ ውሽጢ ዓሊ ዲያ እቲ ሓደ እዩ። ደገፍቲ እንግሊዛዊ ክለብ ሳውዛምፕተን “ዓሊ ዲያ ሓሳዊ” ብምባል ይፅውዕዎ። ዓሊ ዲያ ሓሳዊ ዘበሎ ጉዳይ ኣብ 1996 ዓ.ም.ፈ ዝተፈፀመ ኮይኑ፡…

ምምሕያሽ ደሞዝ ግልግሎት መንግስቲ ውፅኢታዊነት የዕቢ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ምምሕያሽ ደሞዝ ስሉጥን ተበፃሕን ግልግሎት መንግስቲ ንምሃብ የክእል እዩ ኢሎም ምሁራት ቁጠናዊ ሃፍቲ። ሰብ ሙያ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቆስጠንጢኖስ በርሀ (ዶ/ር) ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ምምሕያሽ ደሞዝ ፅዕንቶ ሰራሕተኛታት…