ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ምኽንያት ብምግባር ህዝባዊ ሰልፊታት ይሳለጡ ኣለው
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ምምራቑ ስዑቡ ‘ብሕብረት ክኢልና’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ሰልፊ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ጎንደር፣ ደሴ፣ ደብረብርሃን፣ ደብረ ማርቆስ፣…