Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ንምስግጋር …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ዕዳጋታት ከባቢታት ናብ ደረጃኡ ዝሓለወ ማእከላት ዕዳጋ ናይ ምስግጋር ተግባር ተካይዱ ኢሉ፡፡ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር "ብዝተሳለተ ንግዲ ናብ ዝጭበጥ ሃገራዊ ተስፋ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓውዲ ጉባኤ ኣካይዱ።…

ብኣዋልድ ዝኽበሩ ናይ ሓበራዊነት በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይና ሶለል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓላት ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ኣብ ቀፃሊ ብዝያዳ ክብሩ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ምሕላውን ምሕብሓብን ይግባእ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንበዓል ኣሸንዳ፣ አሸንድዬ፣ ሻደይን ሶለልን ናይ…

ኣብ ኣሎንሶ ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ኮኾብ ሮድሪጎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ኮኾብ ሮድሪጎ ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ሳንቲያጎ ቤርናባው ካብ ዝኣቱ ንደሓር ናይ ምፅዋት ዕድል ዝተኸልከለ ተፃዋታይ ኮይኑ። ተፃዋታይ ሮድሪጎ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብካርሎ ኣንቸሎቲ እትምራሕ ስፔናዊ እናተመርሐ ኣብ ኣውሮፓ ሊግ ሓዊሱ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 5ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡሉ ክልተ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ፈለማ ኣጀንዳኡ ኣብ ልምዓት ኮሪደርን ልምዓት ወሰን ሩባን ብመንግስቲን ውልቀ ምሕዝነትን ዝተፈረመ…

በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ በዓል ሻደይ፣ ኣሸንድዬን ሶለልን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ከተማታ ላልይበላ፣ ቆቦን ሰቆጣን ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ በፃሕቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ…

ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ። 20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…

ኣብ ሞስኮ ማርችንግ ፌስቲቫል ዝደመቐ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ዘሰናደአቶ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ዝተሳተፈ ኢትዮጵያ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሞስኮ ምርኢት ሙዚቃን ባህሊን ኣቕሪቡ። ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ካብ ሩሲያ ብዝቐረበሉ ዕድመ መሰረት ንፈለማ እዋን ኣብ ፌስቲቫል…

ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዩኒቨርስቲ አቪዬሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዓውድታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሒሳብን ዘሰልጠኖም 28 ካልኣይ ብርኪ ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቢሎም ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሃገርና ዘትውፃእፅኡ እዮም።…