Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓደ ትውልዲ ንቕድሚት ካብ ዝወስዶ ነገር ሓደ ጠንካራ ዝኾኑ…

ኣብ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ወረዳ ወርቅነህ መላኩ ንፋና ዲጂታን ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ብሰንኪ እቲ ጋህሶ መሬት…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ብዝሰርሖ ኩሉ ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያያንን…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ህቡብን ተፈታዊን ናይ ኪነ ጥበብ ሰብ ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዩ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣11 ነሓሰ ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም:: እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመናዊ ታሪክ ስነ ጥበብ ዓብዮ ኣሰር ዘንበሩ…

ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ምዕራፉ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም። ኣርቲስት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ቀዳማይ ሰሙን ሓዱሽ ዘበነ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክልተ ተነሓናሕቲ ጋንታታት ሰዓት 12፡30 ከራኽብ ኢዩ። ካብ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ዝርሕቑ ዓመታት ዘቑፀሩ ማንቼስተር ዩናይትድን ኣርሰናልን ሎሚ ኣብ…

ሃገራዊ ዘተ ንፀገማት ብዘረዳድእ መገዲ ብዘላቕነት ምፍታሕ ዘኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንፀገማት ብዘረዳድእ መገዲ ብዘላቕነት ምፍታሕ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብሌን ገብረመድህን። “ግደ ጉድኣት ኣካል ንውፅኢታዊ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉድኣት ኣካል ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ…

ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብድሙቕ ኩነታት ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብድሙቕ ኩነታት ንምኽባር ቅድመ ምድላዋት ይሳለጥ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ቱሪዝም ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡፡ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ቢሮ ቱሪዝም ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሕሉፍ…

ሎሚ ፕሪምየር ሊግ ኢንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ትማሊ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ቀፂሉ ሰዓት 8 ን 30ን ኣስቶንቪላ ምስ ኒውካስትል ክጋጠማ እየን፡፡ ከምኡ እውን ኣብ ዝሓለፈ…