Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየዱ ጉባኤታት ንሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ምጥቃም ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየዱ ኣህጉራዊን ዓለም ለኸን ጉባኤታት ንስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ምጥቃም ይግባእ ኢሎም ምሁራን ዓለም ለኸ ርክብ፡፡ ምሁር ዓለም ለኸ ርክብን ዲፕሎማሲን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር)፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሰሙናት ተተኣናግዶ 2ይ ጉባኤ…

ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሸርፊ ወፃኢ ዘትርፉ 96 ዓይነት ፍርያታት ኣብ ውሽጢ ሃገር እናፈረዩ ይርከቡ ኢሉ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣያና ገብሬ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ኣታዊ ንምድንፋዕ ሸርፊ ወፃኢ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ዝተመደበኦ ዓውዲ ልኡኽቶ ክኣትዋ ኢየን ኢሉ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትምህርቲ ኮራ ጦሽኔ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ካብ…

ተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ማህበራት ሰራሕተኛ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሉ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ብምኽባር ናብራ ቀጥተኛ ተጎዳእቲ ዝኾኑ…

ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኩሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም…

መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝ ተኸፈልቲ ዜጋታት ፅዕንቶ ናብራ ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ቀዋሚ ደሞዝተኛታት ፅዕንቶ ዜጋታት ንምቅላል ቆራፅ ቅዋም ሒዙ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ። ሚኒስቴር ገንዘብ ሪፎርም ግልጋሎት መንግስቲ ናብ ሙሉእ ተግባር ምእታው ስዒቡ ካብ ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍልጦ…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኲናት ብቕልጡፍ ጠጠው ክብል ክገብሩ ይኽእሉ ኢዮም – ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ከብሉዎ ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ዩክሬን መዘነኦም ኣብ ዋሽንግተን ንምዝርራብ ካብ ዝሓዙዎ ቆፀሮ ኣቐዲሞም ኣሜሪካ ተቕርቦ…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ 13 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ ብሄራዊ ትያትር መግለፂ ሂቡ። ፅባሕ ሰዓት…

ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ-ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ…

ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙም መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም። ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ልዕሊ  ብሬንትፎርድ…