Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2025

ኣብ እዋን በዓላት ዝበፅሕ ገበን ምጭብርባር ብኸመይ ምክልኻል ይከኣል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ልዑል ዝበሃል ምንቅስቓስ ምጭብርባር ዝረአየሉ ኢዩ። ብፍላይ ንዘመድ ኣዝማድ ህያባት ንምግዛእ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ልዑል ዕድጊት ዝፍፀመሉ እዋን ምዃኑ ስዒቡ ኣጭበርበርቲ እውን እዚ ዕድል ንምጥቃም ዝተፀንዐ…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጅምር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ሰማ ጥሩነህ…

ኣብ ክልላት ዘለዉ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዝዓበየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ክልላት ዘሎ ዓቕሚ ምፍራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2017 እቲ ሚኒስቴር ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን…

ባዕዲ ነገር ዝተሓወሶም ምግቢታት ናብ ዕዳጋ ከይቐርቡ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሽፋን ብምግባር ባዕዲ ነገር ዝተሓወሶም ምግቢታት ናብ ማሕበረሰብ ከይበፅሑ እናሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ጠስሚ፣ መዓር፣ በርበረን እንጀራን ባዕዲ ነገራት ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕርቡ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ 200 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣካፊሉ፡፡ እቲ ምክፋል መኣዲ ኣብ 2017 ዓ.ም ን8ይ ግዘ ዝተኻየደ ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…

ሪያል ማድሪድ ምስ ኣርሰናል ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ መልሲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሪያል ማድሪድ ኣሜዳኣ ንኣርሰናል ክተተኣንግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ዝገብረኦ ብርቱዕ ንሕንሕ ምሸት ሰዓት 4፡00 ክካየድ ኢዩ። ኣብ ኢሚሬትስ ዝገበረኦ ቀዳማይ ዙር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ኣብ ማእኸላዊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም÷ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ፖለቲካ ፓርቲ ኢሉ እውን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ጉዳያት ምምሕዳርን…

ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብምትሕብባር ግብረ ሰናይ ካውንስል ስደተኛታት ኖርወይ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓብይ ዓዱ ብልዕሊ 7 ሚልዮን ብር በጀት ዝተሃነፀ ማይ ነቑጣ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡ እቲ ማይ ነቑጣ ብቐንዲ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ…

ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ኮንኮኒ ሃፊዝ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ናብ ዓወት እንትትምለስ ፋሲል ከነማ…